ንምዕራብ
ንምዕራብ
መንእሰያት ኤርትራ ውልቃዊ ሓርነት የብሎምን! ናትና ዝብልዎ ብኣእዳዎም ክጭብጥዎ ዝኽእሉ ዕድል ይኹን ብሩህ መጻኢ የብሎምን። ናይ ካልኣይ ደረጃ መልቀቒ ትምህርቶም፡ ሳዋ ኣብ ዝተባህለ ወተሃደራዊ መዓስከር ኣብ ግዱድ ዕስክርና ተጸሚዶም'ዮም ዝዛዝምዎ። ኣብ ዓመተ 2001 ናይ ካልኣይ ደረጃ ትምህርቱ ኣብ ኣስመራ ዝዛዘመ መንኣሰይ ዘካርያስ ክብርኣብ፡ ካብ ግዱድ ዕስክርናን ግህሰት ሰብኣውነትን ንምንጋፍ ዝነበሮ ኣማራጺ፡ ናብ ኣህጉር ኤውሮጳ ምስዳድ እዩ ኔሩ። እንተኾነ ግን ጉዕዞ ስደቱ፡ ከም'ቲ ብንኡስ ኣእምርኡ ኣብ ኣስመራ ኮይኑ ዝገመቶ ቀሊል ኣይነበረን። ናብ ኤውሮጳ ንምብጻሕ፡ ንኣዋርሕ ብቓላት ክግለጽ ዘይክእል መከራን ስቓይን ተጻዊሩ ክሓልፍ ነይርዎ። ንኡስ ዘካርያስ ክብርኣብ፡ ነቲ ኣ
PRP: 155.00 Lei
Acesta este Prețul Recomandat de Producător. Prețul de vânzare al produsului este afișat mai jos.
139.50Lei
139.50Lei
155.00 LeiIndisponibil
Descrierea produsului
መንእሰያት ኤርትራ ውልቃዊ ሓርነት የብሎምን! ናትና ዝብልዎ ብኣእዳዎም ክጭብጥዎ ዝኽእሉ ዕድል ይኹን ብሩህ መጻኢ የብሎምን። ናይ ካልኣይ ደረጃ መልቀቒ ትምህርቶም፡ ሳዋ ኣብ ዝተባህለ ወተሃደራዊ መዓስከር ኣብ ግዱድ ዕስክርና ተጸሚዶም'ዮም ዝዛዝምዎ። ኣብ ዓመተ 2001 ናይ ካልኣይ ደረጃ ትምህርቱ ኣብ ኣስመራ ዝዛዘመ መንኣሰይ ዘካርያስ ክብርኣብ፡ ካብ ግዱድ ዕስክርናን ግህሰት ሰብኣውነትን ንምንጋፍ ዝነበሮ ኣማራጺ፡ ናብ ኣህጉር ኤውሮጳ ምስዳድ እዩ ኔሩ። እንተኾነ ግን ጉዕዞ ስደቱ፡ ከም'ቲ ብንኡስ ኣእምርኡ ኣብ ኣስመራ ኮይኑ ዝገመቶ ቀሊል ኣይነበረን። ናብ ኤውሮጳ ንምብጻሕ፡ ንኣዋርሕ ብቓላት ክግለጽ ዘይክእል መከራን ስቓይን ተጻዊሩ ክሓልፍ ነይርዎ። ንኡስ ዘካርያስ ክብርኣብ፡ ነቲ ኣ
Detaliile produsului