ውድቀት ሃገራትን ጠንቅታቱን: መበቆል ስǎ
De (autor): ኣሴሞግሉ
መጽሓፍ "ውድቀት ሃገራትን ጠንቅታቱን"፡ ኣብ መንጎ ሃገራት ዘሎ ጋግ ምዕባለ ብመንጽር ታሪኻዊን ፖለቲካዊን ድሕረባይትኡ ብሰፊሕ እትትንትን መጽሓፍ እያ። እዚ ናይ ምዕባለ ጋግ'ዚ ኣዝዩ ዓቢ ጥራይ ዘይኮነስ ካብ ግዜ ናብ ግዜ'ውን እናወሰኸ ይኸይድ ምሃለዉ ኣዝዩ ኣሰካፊ ይገብሮ። ኣታዊታት ናይተን ምዕቡላት ዝብሃላ ሃገራት ካብ ግዜ ናብ ግዜ እናወሰኸ ኣብ ዝኸደሉ ዘሎ እዋን፡ መብዛሕትአን ድኻታት ሃገራት ግን ናብ ዝኸፍአ ድኽነትን ዘይምርግጋእን የምርሓ ኣለዋ። ደረጃ መነባብሮ ናይቶም ኣብ ምዕቡላት ሃገራት ዝነበሩ ዜጋታት፡ ምስ ደረጃ መነባብሮ ናይቶም ኣብ ድኻታት ሃገራት ዝርከቡ ዜጋታት ፍጹም ኣይቀራረብን እዩ። ሓደ ኣሜሪካዊ ዜጋ ካብ መዘንኡ ሜክሲካዊ ዜጋ ብሸውዓተ ዕጽፊ ይብልጽግ፡ ካብ ካ
-10%
transport gratuit
PRP: 245.32 Lei
Acesta este Pretul Recomandat de Producator. Pretul de vanzare al produsului este afisat mai jos.
220.79Lei
220.79Lei
245.32 LeiPrimesti 220 puncte
Primesti puncte de fidelitate dupa fiecare comanda! 100 puncte de fidelitate reprezinta 1 leu. Foloseste-le la viitoarele achizitii!
Indisponibil
X
Pentru a putea comanda rapid este nevoie sa introduceti numarul dvs de telefon in formatul 0xxxxxxxxx (10 cifre).Un operator Libris.ro va suna si va cere telefonic restul datelor necesare.
Descrierea produsului
መጽሓፍ "ውድቀት ሃገራትን ጠንቅታቱን"፡ ኣብ መንጎ ሃገራት ዘሎ ጋግ ምዕባለ ብመንጽር ታሪኻዊን ፖለቲካዊን ድሕረባይትኡ ብሰፊሕ እትትንትን መጽሓፍ እያ። እዚ ናይ ምዕባለ ጋግ'ዚ ኣዝዩ ዓቢ ጥራይ ዘይኮነስ ካብ ግዜ ናብ ግዜ'ውን እናወሰኸ ይኸይድ ምሃለዉ ኣዝዩ ኣሰካፊ ይገብሮ። ኣታዊታት ናይተን ምዕቡላት ዝብሃላ ሃገራት ካብ ግዜ ናብ ግዜ እናወሰኸ ኣብ ዝኸደሉ ዘሎ እዋን፡ መብዛሕትአን ድኻታት ሃገራት ግን ናብ ዝኸፍአ ድኽነትን ዘይምርግጋእን የምርሓ ኣለዋ። ደረጃ መነባብሮ ናይቶም ኣብ ምዕቡላት ሃገራት ዝነበሩ ዜጋታት፡ ምስ ደረጃ መነባብሮ ናይቶም ኣብ ድኻታት ሃገራት ዝርከቡ ዜጋታት ፍጹም ኣይቀራረብን እዩ። ሓደ ኣሜሪካዊ ዜጋ ካብ መዘንኡ ሜክሲካዊ ዜጋ ብሸውዓተ ዕጽፊ ይብልጽግ፡ ካብ ካ
Detaliile produsului
De pe acelasi raft
Parerea ta e inspiratie pentru comunitatea Libris!