ጽውጽዋይ ንህጻናት
ጽውጽዋይ ንህጻናት
እዚ መጽሓፍ እዚ ብቐንዱ ንኣብ ውሽጥን ወጻእን ዝርከቡህጻናት ኤርትራ፡ ብመንገዲ ጽውጽዋያት እናዘናግዐ ኣእምሮህጻናት ንምስፋሕን ናይ ምንባብ ዓቕሞም ኣብ ምድንፋዕንክሕግዝ ተባሂሉ ኢዩ ተዳልዩ።ሽሕኳ ዝበዝሕ ካብ ትሕዝቶ ናይ እዞም ጽውጽዋያትግሪኻዊ መበቆል እንተሃለዎም፡ ብልዑል ፈጠራ ደራሲ ምስያታዊ ጽውጽዋያት ኤርትራ ብምውሳብ ኤርትራዊ መንነትሒዞም ከምዝቐርቡ ተጌሩ ኣሎ።ቀንዲ ብልጫ ናይ እዚ መጽሓፍ፡ እቲ ጽሑፍ ንህጻናትከም ምዃኑ መጠን፡ ኣብ ህጻናት ጥራይ ተደሪቱ ዝተርፍዘይኮነ፡ ወለዲ ንደቆም ባዕሎም እናኣንበቡ ከዘናግዕሉንክምህሩሉን ስለዝኽእሉ ኢዩ።ሰረት ኩሉ ምዕባለ ንባብ ኢዩ። ስለዝኾነ ደቅና ናይንባብ ልምዲ ንከጥርዩ፡ ክንጽዕተሎምን ባይታ ከነጣጥሓሎምንሓ
PRP: 147.15 Lei
Acesta este Prețul Recomandat de Producător. Prețul de vânzare al produsului este afișat mai jos.
132.44Lei
132.44Lei
147.15 LeiIndisponibil
Descrierea produsului
እዚ መጽሓፍ እዚ ብቐንዱ ንኣብ ውሽጥን ወጻእን ዝርከቡህጻናት ኤርትራ፡ ብመንገዲ ጽውጽዋያት እናዘናግዐ ኣእምሮህጻናት ንምስፋሕን ናይ ምንባብ ዓቕሞም ኣብ ምድንፋዕንክሕግዝ ተባሂሉ ኢዩ ተዳልዩ።ሽሕኳ ዝበዝሕ ካብ ትሕዝቶ ናይ እዞም ጽውጽዋያትግሪኻዊ መበቆል እንተሃለዎም፡ ብልዑል ፈጠራ ደራሲ ምስያታዊ ጽውጽዋያት ኤርትራ ብምውሳብ ኤርትራዊ መንነትሒዞም ከምዝቐርቡ ተጌሩ ኣሎ።ቀንዲ ብልጫ ናይ እዚ መጽሓፍ፡ እቲ ጽሑፍ ንህጻናትከም ምዃኑ መጠን፡ ኣብ ህጻናት ጥራይ ተደሪቱ ዝተርፍዘይኮነ፡ ወለዲ ንደቆም ባዕሎም እናኣንበቡ ከዘናግዕሉንክምህሩሉን ስለዝኽእሉ ኢዩ።ሰረት ኩሉ ምዕባለ ንባብ ኢዩ። ስለዝኾነ ደቅና ናይንባብ ልምዲ ንከጥርዩ፡ ክንጽዕተሎምን ባይታ ከነጣጥሓሎምንሓ
Detaliile produsului